ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣብያት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017ዓ/ም ናይ 2ይ ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝ ውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስን ፅሕፈት መሳርሒን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ::

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 81 ምድብ መንበሪን 45 ምድብ ትካላትን ድምር 128 ምድባት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ

ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 81 ምድብ መንበሪን 45 ምድብ ትካላትን ድምር 128 ምድባት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ

SOS_Childrens'Village HRPNIPPLE & MHPSS Project ኣብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት ̧ስፖርት ̧ፅሬትን ̧ኤሌክትሪክ መሳርሒ አቅሑት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ስራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብዪ ዓዲ ኮድ 4-00890 ትግ ዝኾነት ሞዴል F94HB እስካንያ Marcopolo ኣዉቶብስ ናብ ናይ ዓበይቲ መካይን ጋራጅ ኣእትዩ ሙሉእ ፅገና ከፀግን ይደሊ።

ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊ