ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልጺ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ናይ መኪና መፀገኒ ዝከዉን ጋራጅን ንሞተር ብሽክሊታ ዝፅግን በዓል ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ከፀግን ይደሊ

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፀረ ባልዕ ናይ ቱካን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነፅግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ንስራሕቲ ዉሽጣ ዉሽጢ መንገድ ዝዉዕል ዝተመረፀ ሓመድ ንካምርት Dosan excavator ን100 ስዓት ተካርዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርቲ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተሰማረኹም ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

ማይኒ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትዉዕል አገልግሎት ኪራይ መኪና አገልግልት ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ እዉን ንናይ ሆስፒታልና ዘለዋና ኣናሽተይ መካይን ፅገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ ከካሪን ክዕድግን ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኤክስካቫተር ሃይድሮሊክ ብሪከር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንዘለውኦ መካይን ናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝ/ው/ማሕበር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ስሜን ላ ከባቢ ዝርከቡ ዝሃጠሩ እንስሳ/ከፍቲ/ ክሽይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገናጋራዥ/ ኣወዳዲሩ ከፅግን/ ከስርሕ/ ይደሊ። ስለ'ዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2022 ክሳብ ዕለት Jun 30-2024(ካብ 2015 ክሳብ 2016 ክልተ በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ