ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፅገና ንዘካይዱ ናይ ትካል ሰራሕተኛታት ስልጠና ንምሃብ ብቅዓት ዘለዎም ሰብ ሞያ ወይ ኣሰልጠንቲ ኣወዳዲሩ ብዝተፈላለየ ናይ ፅገና ዓይነት ንሰራሕተኛታት ከሰልጥን ስለ ዝደሊ

ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ሓ/ዝ//ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝተጣየሸ ናይ ዓለባን ጨርቃ መርቅን ፋብሪካ እንትኸውን ፣ ጨርቅን ካልኦት ተመሳሰልቲ እታወታትን ካብ ደገ እንዳእተወ ምህርቱ ንደገ ሰደድ ኣብ ምግባር ተዋፊሩ ዝነበረ ትካል እንትኸውን ኣብ ክልልና ብዝተወለዐ ኩናት ምኽንያት እቲ ፋብሪካ ብዝገጠሞ ከቢድ ዕንወት ንዝሓለፉ ኣስታት ኣርባዕተ ዓመታት ምንም ዓይነት ፍርያት ከፍርዩ ዘይኻኣለን ሙሉእ ካብ ስራሕ ወፃኢ ዝኾነን ትካል እዩ ።

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንዘላቶ FSR መኪና ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ሙሉእ ዕገና ንምግባር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፡ ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ካብ UNDP በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ፖሊስ ትምህርትን ጥዕናን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየሾ ፋብሪካ መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት እታወት ዝኸዉን ዕፉንን ፍሩስካን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ አገልግሎት መጎዓዝያ ዝህባ አዉተብስን ገልበጥትን ካልኦትን ተመሳሳሊ መኪናታት አገልግሎ ፅገና ጋራጃት ብጨረታ አወዳዲሩ ኮንትራክት ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ መሳርሒ ሕትመት : ሎት ሰለሰተ ላፕቶፕ ኮምፒተር : ሎት ኣርባዕተ ሃንድ ዎሽ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀላሚጦስ ባዕል 8 ሳሜ ብቁፅሪ 4010 : : ባዕል 10 ሳሜ ብቁፅሪ 1250 : ባዕል 12 ሳሜ ብቁፅሪ 2770 : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ግልፂ ጨረታን ፕሮፎርማን ዓይነታት ንብረትን ግልጋሎትን ክትወዳደሩ ንዕድም