ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲን ህንፀት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ኤክስቴንሽን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ደብረ ብርሃን ኣብ FTS ናይ ዝስርሑ ህንፃታት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ሓፁር ቤት መናፅሂ መሰልጠኒ ኣዳራሽን ስቶርን ኣብ ስራሕቲ ህንፀትን ንዝተወፈሩ ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቁሑት ማለት እዉን ምድብ-1 /LOT- 1/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት /Spare Parts/ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ መደበኛ በጀት ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ሳይክላትን ስፖርታዊ ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ማይ ጥምቀትን ንዝስራሑ ሐባር ዒላ ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳተ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንዝስራሕ ዳይቨርሽን ፅገና ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድም