ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ናይ ቢሮ ኣቑሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሕትመት : ዕንፀይቲ : ደንቢ ክዳን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ FSR መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መነሃርያታትን ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካብን ናብ ዝግበር ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ጉዕዞ ስርዓት ምምሕዳር ግልጋሎት ኢ- ቲኬቲንግ ግልጋሎት ዝህቡ ብቕዓት ዘለዎም ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ዘገልገሉ ጎማታት ካለማደርያ፣ ፍላፕ፣ በራሚልን ናይ መኪና ባትሪን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛ ሕጊ ተሃነፅቲን አገልግሎት ሰርቪስ ዝህባ ክልተ ሚኒባስ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ሰርቪስ መኪና ክካራይ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ግራፊክስ ኮምፒተራት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ : ካሜራ : ናይሙባይ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘግልግል ናይ ፈርንቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።