ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንትካላት ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.60ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎም ቦታታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ቤት ፅ/ት ሕርሻ ዝርከብ 200 ኩንታል ሲሚንቶ ብናይ ገጠር ሰፍትኔት ሓገዝ ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ናይ ካል መስኖ ልምስራሕ ኣብ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ዝተገዘአ ኣብ ዒላላ መጋዝን ዝርከብ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ን ኣጋኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ / ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ካፍተርያ ግልጋሎት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ናይ መኪና ጎማ ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ን ኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ጉልበት መኪና ጉልበት ጋራዥ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክግልገል ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት 1 ኣይቲ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ወረዳና ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ፣ ሞተር ሳይክላትን ኣብ 2013 በጀት ዓመት ብጨረታ አወዳዲርና ንዓመት ሙሉእ ብኩንትራት ዉዕል ብምእሳር ግልጋሎትን ፅገናን ክነካይድ ስለ ዝደለና ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሰብ ጋራዥ ክትወዳደሩ ንዕድም

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ

ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዝተኣከበ ብ ኤግዚቢት ዝተተሓዘ እምኒ ግራናይት በዝሒ 13 ቢያጆ ሳፋየር ፅሩይ ግራም በዝሒ 53.20 ፣ ሳፋየር ማእከላይ ዓይነት ግራም በዝሒ 160.9 ሳፋየር ታሕታዋይ ዓይነት ካራንደም ግራም በዝሒ 2 ሺሕ ኣፖል ግራም በዝሒ 162.40 መላኪኖ መፈንቀሊ እምኒን ሞዶሻን መስበሪ እምንን ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸጦ ስለ ንደሊ