አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ ይምልከት

በኢትዮጵያ ምርጥ ዘር ኣቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት የተለያዩ የምግብ እህል በጣሪ በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ሕትመት፣ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመኸዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈለለዩ ግልጋሎታትን ንብረታትን ማለት እዉን፣ ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ቆዎምቲ ንብረታት፣ ግልጋሎት ክራይ ናይ ፅዕነት መኪናን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጓዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ፕሮጀክት ናይ ህንፀት ህንፃታት 2ይ ትዉልዲ ማለት እዉን Second Generation ናይ አዴታትን ህፃናትን ጥዕና ክንክን ማለት እዉን ኤም ሲ ኤች 1 ህንፀት ስራሕቲ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ጣብያ ምድብ ሓምሾ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ኣልሙኔም ፓነል፣ ፍሬም እና ግራናይት ቀለም ስራ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል