ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ንኣግኣዚ ዞፕሬሽን ህንፃ/ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ናይ ፅሕፈትን ፅሬት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የ መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣዲሹሑ ደላ ሳምረ መንገድ ስራ ፕሮጀክት/18-03R/ ለሰራቶኞች ሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ባስ እና 5L ሚኒባስ ስለ ፈለግን በድጋሜ ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል / ሰርቪስ ቫስ ቅጥቅጥ ኣዉቶብስየመኪናዉ ስሪት 2006 ከዛ በላይ 25 ሰዉ ብዛት 02፣

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ክራይ ፊልድ መኪና ንበጀት ዓመት2013ዓ/ም ብዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኣቅሑ ቢሮ፣ መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ዝፅግን በዓል ሙያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክፀግንን ንደሊ፡፡

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንቲ ቤት መዘጋጃ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ብበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ሕክምና ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሰራሕተኛታት ጫማን ካልስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ጋራዣት ብምዉድዳር መካይን ከፀግን ስለዝደሊ ከብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ