ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ቀፅሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዝነበሩ ዝ/ዩ ቱቦታት ማይ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ሓራጅ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ባኒቲዎት ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ሓደሽቲ ናይ ሚስቲቡሽ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ትካልና ሳባ እምነበረድ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ ውሽጢ ንዝርከብ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ሓደሽቲ መቀያየሪ ኣቅሑ ከም ናይ ካማዝ፣ ናይ ኮምፕረሰር፣ ናይ ማርቸዲስ 1924 ፣ ናይ ቶዮታ፣ ዶዘር ጨማ ፣ ናይ ቦብ ካት ዝበሉ መቀያየሪ ኣቅሑ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘኣረጉን ንብረታት /ኣቅሑ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ካብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈት /ኣብያተ ዕዮ/ መንግስቲ ዘገልገላ ዝነበራ ወይ ግልጋሎት ዝሃባ ዝነበራ ኤሌክትሮኒክስ ንኮምፒዩተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋከቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ንዝ/የ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ቁርፅራፅ፣ ሓፂን ጣውላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ፡፡

ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ዘለዎ ናይ ፅሕዲ ሃፍቲ ብምጥቃም ዝ/የ ዓቐን ዘለዎም ጣውላታትን ሞራሌታትን ኣብ ምፍራይ ይርከብ፡፡ በዚ መሰረት ናይ ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ክልተ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎም ዝ/የ ስፍሓት ጣውላታት ኣብ መክዘን ብበዝሒ ስለዘለና ንምዕዳግ እትደልዩ ነጋ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝ/የ ቤት ትምህርቲን ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክ/ከተምኡ ዝርከቡ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ሰፔራትን ኣብ ዝ/የ ብርኪ ንዘለው ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደኣንት /ሕ/ሽ/ማሕበራት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡