ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ኣብ ክ/ከ/ከተማ ቤት መዘጋጃ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ዕንጨይቲ ክሸይጥ ስለ ዝድለየ ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሕታት ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ ክትገዝኡ ትደልዩ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑታት ክሽየጥ ሰዝደለየ ክትገዝኡ ትደልዩ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝ/ዩ ናይ ዴስክ ዝተሰባበሩ ሓፂን፣ ዝሰርሓ ቲርኮላታ፣ ዘገልገለ ባንኮንን ዘገልገላ PRT Computer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ እትድልዩ ነቲ ንብረት ብዓይኒ ብምርኣይ ብዝትዓሸገ ፖስታ ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እዞም ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ዝኮኑ ንብረታት ንምውጋድ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብ እዞም ንብረታት እዚኦም ኣብ ምዕዳግ ክትሳተፉ እትደልዩ ካብ ዕለት 9/11/2011 ክሳብ 21/11/2011 ኣብ ዘሎ ስራሕ መዓልታት ቢሮ ቁፅሪ 8ተ እናመፃኩም እቶ ንብረታት ብምርኣ ሰነድ ብምውሳድ ክትውዳደሩ ትክእሉ ምዃንኩም ብምሕባር እዚ ጨረታ ዝክፈትሉ ዕለት 22/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 እቲ ዘእተክምዎ ዋጋ ተከፊቱ ሰዓራይ ብምፍላይ ይሽየጥ፡፡

ትካልና ፍረ ስውኣት ኢንዳስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ትካልና ዘለው ተረፈ ምህርቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ትደልዩ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፤

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ተፈለለዩ ናይ መኪና አቅሑት ማለት ድማ ጎማ : ሻራ : ጠረጰዛ : መዓፆ ወነበር ስብርባር ቴንዲኖ: ዝተፈላለዩ ስብርባር ሓፂን : በርሚል ቁምሳጥን (ሸልፍ) ባትሪ ሓጺን ሩፍሩፍ: ክሸይጥ ይደሊ

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድ ንእሹተይ ቪትዝ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ንምሻጥ ይደሊ

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ሐደሽቲ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ንምሻጥ ይደሊ

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ዘገልገሉ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ