ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ በሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቅሑታት ክሸይጥ ይደሊ

ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 06 (ሽድሽተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

ናይ ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ናይ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን ኣክሰሰሪ ተዛማድን/ ኤሌክትሮኒክስ/ ኣቅሑት፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ / ስፔር ፓርት/ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋከቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ንዝ/የ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንናይ ኣግሮስቶ መንደቅ ተባሂሉ ዝተዓደገ ኬምካልን ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ማለት ውን ክሸይጥ ይደሊ።ስለዝኾነ ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ ዘለዎ ዘገልገሉ ንብረታት ቱቦታት ብረት ናይ ማይን፣ መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ቱቦታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ኣብ ገረብ ፀዶን ሃፀይ ዮሃንስ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቤት ትምህርቲ ዝኣረጉ መፅሓፍትን ዝ/ዩ ኣቅሑትን ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ዝውገድ ንብረት ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝ/የ ቤት ትምህርቲን ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክ/ከተምኡ ዝርከቡ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ሰፔራትን ኣብ ዝ/የ ብርኪ ንዘለው ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደኣንት /ሕ/ሽ/ማሕበራት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ሓራጅ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ባኒቲዎት ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡