ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናብ ተጠቀምቲ ዝባፃሕ እታወት ዘይቲ ብልዒ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራዴ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ - መስተንገዶ ኣቅሑ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና መንገዲን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ማለት እዉን አቅሑት ኤሌክተሮኒክስ: ሐደሽቲ ናይ ተሽከርክቲ መለዋወጢ አቅሑትን ዘገልገለ ንብረትን : ንሰራሕተኛታቱ ዝከዉን ደንቢ ደንቢ ልብስ ንምዕዳግ ይደሊ

ቢሮና ኣርሚ 22 ንሰራዊት ዝውዕል ባኒ መሰንከቲ ማሽን ክነጫርት ስለ ዝደልና

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ - ናይ ማሕበራውን ልምዓታውን ኮሚሽን ዓዲግራት ቅርንጫፍ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ - ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት : ብቑዓት ነጋዶ (potential Suppliers) ምፍላይ ይምልከት

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራዴ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቅሑን መስተንገዶን ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ለወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ባልትናን ባኒ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል እንቋቁሖን ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣስቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓሕፈሮም ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዩን: ናይ እንስሳ መድሓኒት : ንእሱራት ቀለብ ዝዉዕል ብስኩት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ