ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ምግብና ግልጋሎት ዘድልዩ ብግልፂ ጨረታ ንምስራሕን ንምግዛእ ሰለተደለየ

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል እንቋቁሖን ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ባልትናን ባኒ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ጣፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ንኣብ ውሽጢ ፖሊስ ቤት ፅሐፈት ንዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ደረቕ ባኒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግቢ ክትዕድግ ትደሊ::

ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩትን ለስላሳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩትን ለስላሳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡