ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ህፃዉንቲ ምግቢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ኣብቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ንበጀት ዓመት 2016 ዓም ቀለብ እንስሳ ዝከዉን ናይ ፀባ ላሕሚን ምጥን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፅሬት ዘለዎ ፉርስካ : ፋጉለ ሰሊጥ : ፍሪስኪሎ: ጨዉን ኖራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጊታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ይደሊ

ድርጅትና ማሕበር ደናግል ደቂ - ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ፣ ጥዕና ፣ ኣብ ልምዓትን ካልኦት መሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል ብዕለት 20/10/2023 GC ብቑፅሪ Do/Co/499/23 ዘውፀኦ ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ዝስዕብ ከም ዝተናውሐ ብትሕትና ነፍልጥ፡፡

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምግብና ተምሃሮ ዝዉል ዝተፈላለዩ ጥር ምር መቅርብቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ፀባ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ን2013ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት 1 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሪክ 2 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክተሮኒክስ 3 መሳርሕታት ፅሕፈት 4 ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር 5 ከምኡ ወን ዝተፈላዩ ንሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓብይ ኒዶ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቀይሕ ጣፍ 13 ኩንታል ½ / ዓሰርተ ሰለስተ ኩንታልን ፈረቓን/ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-