ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ 1ይ ስሩዕን ናይ ስእልን 2ይ ስፖንጂ ፍራንሽን፣ ኣብ 2ይ ፍርቂ ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮሌጅና ቹፑድን ፍርናሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናውቲ ሕትመት፣ ፍርናሽ ኣንሶላን ኮበርታን፣ ሓዱሽ ኣማራፂ ቴክኖሎጂ ፈነወ ፕላዝማ በሰብ ሞያ ምትእትታው ስራሕ ፒኣይኤምኤስ ሰብ ሞያ ዘመናዊ ብዝኮነ መንገዲ ምትእትታው ስራሕ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከሐትምን ከስርሕን ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራንሽን፣ ዕጥቂ ስፖርት: ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ ክልል/መ/ትግራይ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረት መሰልጠኒ ዝከውን ኣቅሐት ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ከተማ ማይጨው ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮበርታን ሽርጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በዚ ዘርፊ ንግዲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ን 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ደንቢ ክዳውንቲ /ዩኒፎርም/ ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ኣገልግሎት ዝውዕል ፍርናሽን ኮበርታን ካልኦት ኣቅሑትን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ ፣ ደንቢ ክዳን (ኣንሶላ ፍርናሽ ትርኣስን ሕሙማት ብጃማን) ካልኦትን ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ ኮምፒተር ቀለም TK 1160፣ ሕትመት፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ንቴክኖሎጂ ንብረታት፣ ናይ ሶፋ ስፖንጂን ናይ ሶፋን ጨርቂን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።