ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት :ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ንምግዛእን ዘተፈላለዩ ቅጥዕታት መፅሓፍን ንምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ስለዚ ካብ ዕለት 28 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/1/ 2008 ዓም ሰዓት 600 ቅድሚ ሰዓት አብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 20 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ደክሜንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዩ ሳንዱቕ ከተእትዉ ትኽእሉ

ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቕሮ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ንከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል

ማሕበርልምዓትትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ማለትብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ግልጋሎትን ማለተ እዉን

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት  ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያ

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2007 በጀት ዘመን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክተሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::