ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዉሽጢ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸርን ማዕፆን ፣ ቁልፍታትን ፅገና ናይ ፎቶ ኮፒ ፅገናን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ።

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣቁሑት ማላት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጥን ናይ ፅገና ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ይደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝኸዉን ናይ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን ፣ ናይ ሕትመት ኣቁሐት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ከሰርሕ ይደሊ ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቁሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ፣ ጀነሬተር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ አሌክትሪክ ፣ ማይ ቡንቧ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ጥረምረን ኣሕምልትን ፍረ ምረን ፣ ኣጎልግሎት ስፌት ዓለባ ፣ ፅገና ኤሲን ፍርጅን፣ ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ዉፅኢት ሕትመት፣ ኣቅርቦት ስጋ ፣ ምድላዉ ባልትና ፣ ዝተፈላለዩ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ኮመንት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ፣ ናይ ፈርኒቸር ፅገና፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ካፍተርያ ኣቅርቦት ከ/መቐለ፣ ናይ መኪና ሕፅበት ፣ ናይ ጎሚስታ ዕድጊት፣ደረቅ ብስኩት ብግልፂ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም