ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ናይ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝውዕላ ሞተር ሳይክላት ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ/ሰብ ሞያ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኮሚን ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሪት ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክአስር ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት ናይ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ከማን - ስሲ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና ቲዮታ 166 ሞዲል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ፡-

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ግልጋሎት ዝዉዕል መካይን ናይ ኢድ ዋጋ ብጨረታ መሰረት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ናይ ኮምፒተር፣ ፕሪንተር ፣ ፎቶ ኮፒ ን ካልኦት ማሽናትን ኣቅሑትን ንምፅጋን ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ጋራዣት ብምዉድዳር መካይን ከፀግን ስለዝደሊ ከብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርካባ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕላ ናይ ሞተር ሳይክል ጋራጅ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራቅ ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕላ ዝተፈላለያ መካይን ናይ መኪና ጋራዥ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራትን ካልኦት ኤሌክትሮኒክስ ንምፅጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም