ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ናይ ሽት ሜታልን ፡ ካልኦትን ቪልዲንግ ኮንስትራክሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ንግዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማሽን ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ፈርኒቸርን ፡ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ዓባይ ሲኖትራክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ዓባይ ሎደር ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 01 ን 02 ናይ ዉሽጣ ዉሽጢመንገዲ ብዝተመረፀ ሐመድ ፅገናን ሐድሽ ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ብመንግዲ RC ወይድማ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንስትራክሽ GC ትካላት ንግዲ ንማሕበራት ኮንስትራክሽንን ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ኣብ በጀት ዓምት 2016 ዓም ነቲ ሆስፖታል አገልገሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን : ናዉቲ ህክምናን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንስ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ