ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ /ብረታ ብረት ስራሕ/ ምርጫዬ በዝሒ 400 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

የትግራይ ክልል ማዕድንና ኤነርጂ ኤጀንሲ

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo