ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ኣግበ ዝርከቡ ናይስ ዕሽግ ማይ ፋብሪካ ዝተፈላለዩ ስክራብ /ተረፈ ምህርቲ/ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ / ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማይ መትሓዚ120838 ፣ መኽደን ፕላስቲክ ጥርሙዝ መስርሒ ዝዉዕል በዝሒ63182፣ ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማት መትሓዚ ቦትል በዝሒ 90182 ፣ መዐሸጊ ደርዘን ማይ ፕላስቲክ ጥርሙዝ በዝሒ 100፣ ባዶ ጀሪካን በዓል 20 ሊትሮ በዝሒ 1000/

በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ባቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት ለመቐለ ቀይ መስቀል መድሃኒት ቤት ኣጎልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የመድሃኒት ና የሕክምና መሳርያ ዕቃዎች ፣በግልፅ ጨረታ አወደዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ መሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ተሽከርከርቲ ቴዮታ መካይን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ 2013ዓ/ም ከፀግን ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዘሎ ረቃሕታት ክተማልእ

ግዜ ዝተነወሐሉ ጨረታ ኣብ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጓዓዝያን ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝኮነ ብናይ ክልልን ፌደራልን ጥዕና ትካላት በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ ዓዲ መሓመዳይ ናይ አዴታትን ህፃናትን መሐከሚ ህንፃ MCH ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ብርኪ ዘለዎም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ናይ በጀት 2013 ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2013 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ / መኪና ሞተር ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ናይ በጀት 2013 ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2013 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጥን መጋያየፅን ብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጥን መጋያየፅን ብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ መሰረተ ልምዓት ዝኮና ናይ ሃዮንዳይ ሎደርን ቮልቮ ግሬዴርን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ባይቶና መፅሓፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ