ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንወረዳ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ፣ ኣብ ከተማ ሳምረ ግልጋሎት ዝህብ ኣጫሪቱ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ጀነሬተር ፅገና ግልጋሎት ከፀግን ስለዝደሊ ተወዳደርቲ በዚ ፕሮፎርማ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሰራሕተኛታት ጫማን ካልስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ 4 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ መኪና ክራይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ናይ ፔትሮል መኪና ስፔር ፓርቲ ሞዴል 79 ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ለቢሮ ስራ የሚገለገልበት በሚከተለዉ ሰንጠረዥ የተዘረዘሩት መስፈርቶች የሚያማላ ኣንድ ኣራት ሰዉ የመጫን ኣቅም ያለዉ ዳብል ካቢን ፒክ ኣፕ መኪና መከራየት ይፈልጋል ስለሆነም የሚከተሉት መስፈርቶች የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ስፔር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም