... ሓፂነመፂንን ጎማታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ::

... ጓዓዓዚ ዋጋን ክሬሽ / ፀፀር / 00 ዓቕን ምስ ትራንስፖርቱን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ።

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መለዋወጢ ዘይትታት ህንፃ መሰረሕ ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም ን ናይ መግብን ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድ::

... ኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና ዲኮርን መለዋወጢ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

... ል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

... በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።