ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኸትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ

ዝኸእል ።

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/07/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/07/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/07/2017 ዓ/ም03፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 04፡00 ይኸፈት "

3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።

4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ፡፡

5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል "

7. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡

8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት

ይከኣል እዩ ፡፡

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ምንፃፍ ምስ መስረሒኡሌዘርሴት01
2መረጋገፂ ኦርጂናልኦርጂናልሴት01
3ኮንፈርት ወልፊት ኦርጂናልኦርጂናልሴት01
4ኮንፈርት ሙቐት መከላኸሊኦርጂናልሴት01
5መሪ ሽፋንኦርጂናልቁፅሪ02
6ንፋስ መከላኸሊቁፅሪ04
7ተነፋሒ ሽታ ሮያል መርጅቁፅሪ01
8ተቐማጢ ሽታቁፅሪ01
9ዳሽ ቦርዲ ቅብኣትቁፅሪ01

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo