ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ቦልደን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፐር ፓርት ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ::

... ቐወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት: LOT– 3፡- ናይ ኮምፒተር ኣቁሑትን ተዛመድትን /ኤሌክትሮኒክስ/: LOT- 4፡ ናይ መኪና ጎማን ባትርን: LOT- 5፡- ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ንበዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሓለፍቲ ስራሕ ቲተር ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ስለ ዝደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሞተር ሳይኪል ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

... (Spare parts)ን ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

... ጀነሬተር ስታርተር ሞተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

... ድምቢ ልብሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፌርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::