ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ንሆስፒሉ ዝዉዕሉ አቁሑ ኤለክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

Tigray Biotechnology Center plc invites eligible bidders for external Audit Service second time

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2009 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 1ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት ደቀቀቅቲ አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካበ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

Raya Brewery S.C is legally established brewery company and it is currently under production requires to purchase promotional item. The company would like to invites interested bidders to participate in the bid offers for the supply of promotion Materials

ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :መሳርሒ ሕትመት: መሳርሒ ፅሬት :ደምቢ ክዳን ማለትዉን ኣንሶላ ኮቦርታ ፍርናሽ ትርኣስን ንሑሙማት ናይ ለይቲ ክዳን ማለትዉን ፒጃማን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ኣዋጃት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

Printing and delivery of a professionally folded route map to tigrai culture and tourism bureau

Supply and Delivery of Audio visual tools to tigrai culture and tourism bureau