ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ ትቦታትን መገጣጠምንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግይ ደደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንዓማዊልን ንመስመር መስፋሕፍሕን ኣብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ናዉቲ ማላትዉን ትቦታት መጋጥም ቆፃሪት ኤለክትሮመካኒካል ኤለክትሮኒክስን መቀያየሪ አቁሑትን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጎማ ምስ ካላማዳሪኡ :ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ንብረትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤለክትሮኒክስ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን ስራሕቲ ሕትመት አጫሪቱ ክዕድግን ከስርሕን ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: መለዋወጢ አቁሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ዝዉዕል ጣፍ :መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሪክን: አቁሑት ደንቢ ክዳንን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ዝዉዕል ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ኤለክሮኒክስ: ናይ አናእሽተይ መካይን ጎማ ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ