Printing and Delivery of a professionally folded Route Map to Tigrai Cultural and Tourism Bureau

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓላፎ ሽምዒ: ዘመናዊ ቆፎ ስብርባር : ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂንን : ዴስክ ወንበር ስብርባር :ዓይነርግቢ ናይ ንህቢ ቅዳድ ዘለዎ: ናይ መኪና ጎማ ዝአረጋ ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ

የትግራይ ክልል የወጣቶችና ስፖርት ጉዳዮች ቢሮ ለ 2009 ዓም ለሚካሄዳቸዉ የመላ ለኢትዩጰያ ትምህርት ቤት ስፖርት ዉድድር አገለግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የስፖርት ኣይነት ትጥቆች: ስፖንጅ ፍራሽ : ብርድ ልብስና ትራስ በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢማተሪያል ህንፃ መሳርሒ :ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት :ዉፅኢት ማዕድንብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመትን ናይ እንስሳት መኖን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኦፍላከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንኣብበጀትዓመት 2009 ዓምኣብቲወረዳንዝርከብሴክተርኣብያተግልጋሎትዝዉዕልካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩብግልፂጨረታአወዳዲሩክዕድግይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ወናብር ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

የትግራይ ልማት ማሕበር በመደባይ ዛና ላዕላይ ማይጨዉ ታሕታሕ ማይጨዉ ሕንጣሎ ዋጅራት ወረዳዎች የትምህርትና የጤና ተቀሞች በአስራ ሁለት ሎቶች በመከፋፈል ማሰረት ይፈልጋል