Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Different safety Materials

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Different Building Construction Materials

ማእከል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2009 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዕድግ ይደሊ

በመቐለ ዩኒቨርስቲ የኢትዪጰያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት መቐለ ለኢንስቲትዩት አገልግሎት የፅሕፈት መሳሪያ ዕቃዎች ግዢ በዉስን ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈትመሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ህንፃመሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ናይ ቴክኒክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክል ጎማን ካላማደሪያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መስኖ ስትራክቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ