ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት 2010 ዓም 1ይ ዙር ጨረታ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ማለት እዉን ትቦን መገጣጠሚን መሳርሒ ቴክኒክ:መሳርሒ ህንፃ : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡወን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክል ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን : ፈርኒቸር ናይ ቢሮ አቁሑት :መስኮት መጋረጃ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ሎት ሐደ ዝርከቡ ፅሕፈት መሳርሒኣብ ሎት ክልተ ዝረከቡ ስፔር ፓርት ኣብ ሎት ሰለስተ ሕትመት ኣብ ሎት አርባዕተ ናይ ተምሃሮ መፅሓፍቲ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊንክወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ አናእሽተይ መኪና ጎማን ሰፔር ፓርት ናይ መኪና ዲኮር ናይ ህንፃ ፅሬት አቁሑተ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ንወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፋላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈለለዩ መለዋወጢ አቁሑ መኪና : ናይ መኪና ጎማ ካላማደርያ ባትርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

የትግራይ ክልል የወጣቶች ስፖርት ጉዳዩች ቢሮ በ2010 ዓም ለስፖርት ዉድድር አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የስፖርት አይነት ትጥቆች የስፖርት እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

SNV invites competent contractors for construction of 3 latrine blocks in two Elementary school of Kola Temben Woreda

ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንኩለን ኣብያተ ዕዮ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊታ

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ኣብ ወረዳ ኦፍላ ጣብያ ኪዳና ሳይት ግራብቁዕ ካብ ከተማ ማይጨዉ ንአንፈት ደቡብ 65 ኪሜ ወይድማ ካብ ከተማ ኮረም ንአንፈት ምዕራብ 23 ኪሜ አብ ዘሎ ሳይት ኮይኑ ጠቅላላ ዝስራሕ 6040 ሜትሮ መንገዱ ንምፅራግ ስለዝደለ ካብ 305 ንላዕሊ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ