ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዓራትን ፍርናሽን /Bed folding and matteres/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ምድብ1 ፅሕፈት መሳርሒ: ምድብ 2 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ን 2010 ዓም ናይ ቴዮታ 3L 79-0008285 መኪና ኦርጅናል ስፔር ግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ከተማ ዓብዩ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ኤለክትሮኒክስ ፅሬት አቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ሐገዝ በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ላብራቶሪ ኪሚካልን : ናይ ቢሮ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ናይ ጠረጰዛ ካለንደር ኣጀንዳ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ቐለ ዋና ቢሮ ትካል ደደቢት ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር መቐለ ናይ መካይን መፅለሊ ሼድ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደለዩ ደረጃ BC/GC 6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክን ተካናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

የትግራይ ክልል ቢሮ ቴክኒክን ሙያ የትምህርት ስልጠናን ስር ለሚገኙት ኮሌጆች አገልሎት የሚዉሉ የተለያዩ ኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች ግዥ ለመፈፀም ለ2010 በጀት ዓመት በሀገር ኣቀፍ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፈርኒቸርን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመት: ኤለክትሪክ: ፈርኒቸር(ወንበር): ኣልባሳት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ