ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቅድስት ማርያም ሆስፒታል ኣክሱም ን 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኣቅሑ ቢሮ፣ መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ዝፅግን በዓል ሙያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክፀግንን ንደሊ፡፡

ወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀሞሎም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ ትቦ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ሳኒተሪ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ኣልባሳት፣ ፍራሽን፣ ሕትመትን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጎማን ባትሪን ፣ ከምኡ አዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ 2013ዓ/ም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ኣናእሽተይ መካይን ናይ ፅገና ጉልበትን ፣ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ሕትመት፣ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ