ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሱሑል ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ሕትመታት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑታት /ስፔር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት ፣ መገጣጠሚ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ከ/ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ቦቲ ጫማ 50፣ ፓሊባግ04፣ ፀሓይ መከላከሊ መነፀር100፣ ፀሓይ መከላከሊ ቆቢዕ 100 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨወታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ካብ 63mm- 315mm እትብይድ but welding machine ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቢሮና ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ መኪና ኣቅሑትን ህንፃ መሳርሕን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ቆፀርትን :ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፊትንግ 2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት : HDP መጋገጠሚን 3 ንናይ ኢድ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረትን 4 ንዓብይ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕሉ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ዘገልገሉ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ን2012 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ትቦን ቆፃርን ፣ መጋጣጠሚን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት4 ኤሌክተሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ፅሕፈት መሳርሒ ፤ምድብ 2- መሳርሒ ፅሬትን መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን መብራህትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ RIP ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት አቁሑት፣ ኤሌክትኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ራበር ሽት ዉፅኢት ፕላስቲክ ፣ ሕትመትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ