... ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት (ህንፃ መሳሪሒ) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ዕገና ዝውፅል (V-Bet SPA-2120) ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ፅገና ዝውዕል (Aluminium Ladder & Greas Gun double bar High pressure Greas Gun ) ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ።

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ CRG ብዝረኸቦ በጀት ንወረዳታት ፃዕዳ-እምባን ታሕታየ ቆራሮን ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መቀያየሪ | አቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ማይ ናውቲ ኣቁሑት ማለት እውን HDPE Pipe& Fiting, GS Fiting Plumping Toolsመጋጥምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቓሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ካብ ገባሪ ሰናይ ፕረጆክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ዝረከቦ በጀት ሐደ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሙሴ : ምምሕዳር ጣብያ ሰድርን ንዝርጋሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ናይ ፅ/መሳርሒ ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ማይ ረቶን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ጣብያ ኣልጋነሽ : ጣብያ ሙሴ : ጣቢያ ሰድርን ዝበሃላ ጣቢያታት መስመር ፅሩይ ዝስተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝደለየ ነዚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ባንቦ ናይ ገባሪ ሰናይ በጀት ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀከት ክልተ ወይ እዉን DRDIP 2 በጀት ዝዕደግ ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ