ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ብፖሊስ ቤት ፅሕፈት ጠፊኦም ዝተረከቡ ከፈቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ናይ መኪና ስፔር ን ሙዚቃ ፅገናን ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንቢሮ ገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ሽቁሑት ብገልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ ።

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 ሽኮር 2. ሎት-2 ናይ ሻሂ ኩባያ ቢሮ ብዝቕርቦ ሳምፕል መሰረት 3. ሎት-3 ረጕድ ናይ ሆረየ ላስቲክ ቢሪ ብዘቕርቦ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተፈ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መስተንግዶ ኣቅሑት ብምስከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለወዳዲሩ ክዕድግ ይደስ።

ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደኛታት ምዕራፍ ክልተ ማለት እዉን ዲኣር ዲኣፒ ክልተ ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት መሰረት ኣብ ጠብያ ሰደር ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህቲ ሐደ ብሎክ በዓል ኣርባዕተ መምሃሪ ክፍሊታት ብህድም ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ብስራሕቲ ህንፃ ኮስትራክሽሽ ማለተ እዉን BC ወይድማ ብስራሕቲ ህንፃ ኮንስትራክሽን መንገድን ማለት GC ፈቃድ ስራሕ ዘለኩም ኮንትራክተራት ወይ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ በቲ ዝተዳለወ ዲዛይንን እስፐስፊኬሽንን ሙሉእ ህንፀቱ አብ 2016 ዓም ክፍፅም ይደሊ

ኤጀንስ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡