ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዝተፈላለዩ ንብረታት ን2012ዓ/ም ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠምን ፣ ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሃንድ ጂፒኤስን ፣ ብድጅታል ካሜራ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክላት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ሞተር ሳይክላት፣ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላያ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ሞተር ሳይክል ፣ መኪና ክራይ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኤሌክትሪክ ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ን RTR 180CC ሞተር ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ን 12 ከተማታት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ።

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ክልተ እግረን ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገና፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና ስፔር ፣ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።