ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ኩሓ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ኣሜሪቱ ከገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 13/09/2016ዓ.ም ክሳብ 22/09/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሓትት።

ሆስፒታል መቐለ ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን መኪና መለዋወጢ ኣቕሑትን ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ኣብ በጀት ዓምት 2016 ዓም ነቲ ሆስፖታል አገልገሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን : ናዉቲ ህክምናን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና ናይ መድሓኒታትን ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ ዝተፈላለየ ዓይነት መድሓኒታት ( Different types of Drugs ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ ::

ዓዲ ግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ መድሓኒት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ኩሓ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ኣጫሪቱ ከገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም ክሳብ 30/07/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሓትት።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጎዳጉዲ ፀረጋ ዘገልግል Foam (Borehole Cleaning detergent)