ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ :ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና ክራይ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሎም ንዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ አዉቶሞቲቭ ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ኤሌክትሪክን: ቴክኖሎጂን ኣሕቁን : ኣቁሑታት ቤት ዕዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2008 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪ መለዋወጢ ኣቁሑተ ዓበይትን አናእሽተይ መካይን፡ሓደሽቲ TVS ሞተርን በዓል ሰለስተ እግሪ ባጃጅ ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ናይ ሳኒተረ መሳርሕታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዝትቀመሎም አቁሑት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኮምፒተርን ተዛምድን ፡ጀነሬተራት፡ ወናብር ሰልጠንቲን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም