ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት  ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያ

1 ንህወሓት ቤ ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ኣብ ሕትመታት ዝስራሕ ከም ፖስተር: ባነር ወዘተ: ናይ ኢሌክትሪክ ኣቐሑ :ናይ ህንፃን ኮንስተራክሽን መሳርሒ : ናይ ሓፂን መፂን ኣቑሑን ክንገዝእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ንመዓልቲ ሓርበኛታት ከተማታት ትግራይ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ በዝሒ 1500 ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ጨረታ ምልክታ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:: ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተርስፔር : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ፅሬት ኣቀሑት : ፈርኒቸር ናይ መኪና ጎማ: ኤሌክትሮኒክስ ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራን : ናይ ስፖርት መሳረሒን ኩማ ግሪነሪ ቑ/ 02 ናይ ከተማ ኣብቶብስ መዕረፍን መበገሲን ታፔላን ን 2007 በጀት ዓመት ግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ