ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ጨረታ ምልክታ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:: ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተርስፔር : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ፅሬት ኣቀሑት : ፈርኒቸር ናይ መኪና ጎማ: ኤሌክትሮኒክስ ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራን : ናይ ስፖርት መሳረሒን ኩማ ግሪነሪ ቑ/ 02 ናይ ከተማ ኣብቶብስ መዕረፍን መበገሲን ታፔላን ን 2007 በጀት ዓመት ግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ