ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሑፍ ሕትመት ዘለዎም ካናቲራታት ወይዉን ቲሸረት :ቆቢዕ :ሪባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም

ጀነራል ሆስፒታል ዓዲግራት ንሆስፒሉ ዝዉዕሉ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝዝርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ን ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ተራድኦ ብዝተረከበ በጀት ዝትፈላለዩ መምርሕታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ንዘበን ትምህርቲ 2008 ዓም ናይ መወዳእታ መፅሄት(year book) ዲዛይንን ሕትመትን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት፡ ናይ መኪና ጎማን ፡ባትርን ፡AntiVirus ግዝኢትን ስልጠናን ምሃብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ አቁሑት ፣ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት: ዝትፈላለዩ ዓይነት አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ምድላዉ ኤግዚብሽንን ባዛርን መፅለሊ ዝዉዕል ድንካን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ አቁሑት ማለትዉን አድቨርታይዝ ኮምፒተር 2016 ዓምፈ ግርምቢያለ ቆቢዕን አናእሽቲ ባንዴራን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ክዕድግ ይደሊ