ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ን 2012በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መኪና ስፔር ፓርት ፣ መኪና ባትሪ ፣ መኪና መጋያየፂ ፣ ሕትመት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሹም ዝኮነ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ንኣጎግልጋሎት ዝኸዉን፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ን ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ሎት 01 መሳርሒ ፅሕፈትሎት 02 ኣቅሑት ፅሬት ሎት 03 ናይሕትመት ሰነዳትን መዛግብትን ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ተዛመድትን ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ክቢ ማሕተምን ቲተርን ናይ ፅሕፈት መሳርሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንመባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ መዳሕንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2012ዓ/ም ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ፣ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣጎልግሎት ደም ባንኪ መቐለ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይንን ፣ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሹም ዝኮነ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡