ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ን 2012 በጀት ዓም ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለየ ዓይነት ሞዴል ሰለዎን መካይን ናይ በዓል ሞያ ጋራዥ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስን ንመቅራብ: ከምኡዉን ድማ ዝተፈላለዮ ዓይነት ሞዴል ንዘለዎን ሞተር ሳይክላት ናይ በዓል ሞያ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስን ንምቅራብ: ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ፎቶኮፒ ንክረክባ ናይ ፎቶኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ: ከምኡዉን ኣብ ወረድኡ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ኣብ ሰለስቲአን ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ቀለብ ምቅራብ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት ዝ/ዩ ንብረታት ንምድብ 1- ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 2 ሕትመት ስራሕቲ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት፣ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ ጎማ መኪና ፣ ኣቅሑት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ፤

መቐለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ሕትመታት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከሐትምን ይደሊ::

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብረት ምም/ዳርን ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ንሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋየ/ዕ/ን/ምም/ር ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ዕ/ንብረት ናይ ሕትመት ኣቀሑት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናውቲ ሕትመት፣ ፍርናሽ ኣንሶላን ኮበርታን፣ ሓዱሽ ኣማራፂ ቴክኖሎጂ ፈነወ ፕላዝማ በሰብ ሞያ ምትእትታው ስራሕ ፒኣይኤምኤስ ሰብ ሞያ ዘመናዊ ብዝኮነ መንገዲ ምትእትታው ስራሕ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከሐትምን ከስርሕን ይደሊ፤