ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ጋራጅ መሳርሒ ኣቅሑት ማለት ድማ ጋራጅ ቱልስ ዊልዲንግ ትራንስፎርመር በዝሒ ክልተ : ጋራይንደር 230 ሚሚ በዝሒ 1 :ጋራይንዲር 180 ሚሚ በዝሒ 1 :ድሪንግ ማሽን 16 ሚሚ በዝሒ 3 :ሃይድሮሊክ ጃክ በዝሒ 1 :ሶፍትጌት በዝሒ 1: በንች ቤልት በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቁሑ መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኤሊክትሮኒክስን : ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለየ

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ግዝያዊ ቤት ፅ/ት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ንትካል መፅናዕትን ምርምርን ሰላም ትግራይ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ን ቤትፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወ/ራ/ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጅት ናይ መኪና አቁሑ ዓይነት መኪና ላንድ ኩለዘር jhz 78 L ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ረቁሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዝታዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ንክተቅርቡ ንዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን እስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበርት ልምዓትን ዕዳጋን ትግራይ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ህንፃ ዝርከብ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን :መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ካይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንደስላሴ ኣብ ምምሕዳ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናዉቲ ገዛ ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምና : ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ