ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ ጀኔረተር አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት ን2007 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ /ብሪጅስቶን/ 7.50R16Lt ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መራብሒ /Duplicator /ሜሽንን ፎቶ ኮፒ ሜሽንን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንእብያተ ሕፅፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ባንዴራታት (ሰንደቅ ዓላማ ) ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ሕትመት . 3 ናይ መኪና ስፔር . 4 ፅሬት ኣቑሑት . 5 ኤሌክትሮኒክስ 6 ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

አብ ሰሜን ክ ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ለካቲት ቁሸት ራህዋ ትራንስፈርስተሽን ንምስራሕ ስለዝተደለየ ናይ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ከጫርት ይደሊ::