ትካልና - ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ቕድም ኢሉ ብማእኸል መሰልጠኒ ዘበናዊ ማእለማ ቅድን ስፍየትን ዓለባን ቆርበትን-መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ዝነበረ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ዝተፈላላዩ ፅሕፈት መሳርሒ ጨርቃ, ጨርቅን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ ብኣኽብሮት

ድርጅታችን ትግራይ የዉሃ ስራዎች ጥናት ዲዛይንና ቁጥጥር ኢንተርፕራዝ ለ2007 በጀት ዓመት የሚገለግልባቸዉ ከዚህ በታች ያሉትን::

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሸልፍ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2007 ዓ/ም መደበኛ በጀት ናይ ሕትመት : ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት , ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን , ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ደኒ ኣግራብ ዘርኢ , ናይ ትራፊክ ምልክትን መመልከትን , ናይ ዜብራ ቀለም ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ንኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ንባዪ ፊዩል ናይ ስርፀትን ምርምርን ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደልይ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮነኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቐሑት , ኤሌክትሮኒክስን , ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

ሆስፒታል ኮረም ንሆስፒታል ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ሕክምና መድሓኒትን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብዉሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ መምሪሒ መሰረት ኣማሊኩም ንክተቀርቡ ንዕድም::