ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

ትግራይ መገናኛ ብዙሃን ኤጀንሲ ኣየር ላይ ለሚሰራጭ ሳምንታዊ ፕሮግራሞች እለታዊ የዜና ስርጭት የሚገለግሉ የፕሮግራም መለያ (ኢንትሮዎች ) እንዲሁም የኤጄንሲዉ መለያ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋለ::

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቢልቦርድን መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብሮሸራት: ባነራትን ቢልቦርድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋብዩን ( Different size of Gabion ) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ንኻልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ መስታዎትን ብረትን ጨረታ ቤት ምክሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ናይ መስታዋትን ብረትን ብጨረታ ኣወዳደዲሩ ክሸይጥይደሊ :: 1 ናይ ገፅ መስታዎት 2 ልሙፅ መስትዋትን 3 LT ብረትን እንትኮን ዝርዝር ሐበሬታ እቶም ክሸጦም ዝደሊ መስትዋትን ብረትን ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርካብ ይካኣል እዩ:: ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳረሒ : ፅሬት ኣቑሑት: ሕትመትን : ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዘሐለፎ ንህቢ ሽምዒ: ባዶተረሽዋ : ባዶ ካሻ: ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሐፂንን : ጎማ ሞተር ሳይክልን ካእልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ::

ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ኣብ ክ /ከተማ ቐ /ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ህንፃ ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ማተርያል : ጉልበትን ማሽነርን ብጠቅላላ ከጫርት ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ትድሊዩ ደረጃ 10ተ ዓሰርተ ደቀቅቲ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ጠቕላላ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም ::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ እስተሽኔሪ ኣቀሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::