ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርት ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ታሕቲ ዝተዘረዘሩ ኣቐሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ስራሐቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ኣትደልዩ ንዕድም

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ (GRGE–GCF) ፕሮግራም ሞተር ሳይክል ካብ UIIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ምንግዛእ ብምድብ መቂሉ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መብሰልን መመገብን ኣቅሑት: ካልሲ :ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብአትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 መብሰልን መመገብን ኣቕሑት 2. ሎት-2 ካልሲ 3. ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን

ንካልኣይ ግዘ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ካብ ፕሮጀክት IDP ብዝተረከበ ባጀት ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ድማ ብዉልቀ ዳቀቅትን ኣናእሸተይን ዝተዉሃቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ (Core Drilling Works) ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይን መብራህትን ኣቅሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ( ኤሌክትሪካል ሳብመርሲብል ፓምፕ (SUBMERSIBLE PUMP) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም ::