ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ መካይን ብዘዉፀኦ ሞዴል መሰረት ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ተዛመድቲ ኣቅሑት ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ጀነረተር መቆፃፀርን ATSን ደባይደርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕድጋ ዓርቢ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ትቦ ማይን መገጣጠሚኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት :ኣቅሑት ቢሮ ኦፊስ ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መለዋወጢ ኣቅሑት ስዊች ቦርድ : መትሓዚ ካዝና ገንዘብን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝዉዕል እንkkሖ ብዉስን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝዉዕል ጸባ ብዉስን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ