ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም UIIDP ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድቲን ሎት 2 ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዘመን ንቤት ትምህርትና ግልጋሎቶ ዝውዕሉ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (ፈርኒቸር) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ዘገልገሉ ጎማታት ፣ ካለማደርያ፣ ፍላፕ፣ በራሚልን ናይ መኪና ባትሪን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ Laptop ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክት እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ብሎት ንዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ማለት እዉን ሕትመት : ፅሕፈት መሳርሒከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ኢሮፕ ንመባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ከምፖተራትን ተዘመድቲ ኣቅሑትን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንሎጅስቲክስ ዝጥቀመሎም ዝነበሩ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉን ዘይወዓለን ንብረት ኣብ መኻን ዝርከብ ሓዱሽ ጭረት በዓል 50 ኪ/ግ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።